ዓብዪ ህንጸት ኣባይቲ

መንግስቲ ቪክቶርያ ከም ኣካል እቲ ናይ ቪክቶሪያ ዓብዪ ህንጸት ኣባይቲ (Big Housing Build)፣ ነቲ ኣብ መላእ ሜልበርን ዝርከብ ነባር (ኣረግቶት) ነዋሕቲ ማሕበራዊ ኣባይቲ ንምሕዳስ ቀጻሊ ዓብዪ ስጕምቲ ይወስድ ኣሎ።